ትግርኛ (Tigrinja)
ሓበሬታን ኣገልግሎትን ንተዛረብቲ ትግርኛ።
ቆጸራ ዝርርብ ብትግርኛ ሓዝ
ኣብ ዝሰማማዓካ ግዜ ብትግርኛ ቆጸራ ብምሓዝ፡ ምስ ናይ ማእከል ዓማዊል (kundcenter) ኣሳላጢ ሰራሕ (handläggare) ክትዘራረብ ትኽእል። እቲ ኣሳላጢ ሰራሕ ናይ መተካእታ ደሞዛት ብኸመይ ከምእትሕብርን ከምእተመልክትን ሓበሬታ ክህበካ ይኽእል እዩ።
ናይ ኣገልግሎት ቤት ጽሕፈት ተወከስ
ኣብ ናይ ኣገልግሎት ቤት ጽሕፈትና፡ ሓበሬታ ብኸመይ ከምእትሕብርን ከምእተመልክትን ከምኡ’ውን ኣጠቓቕማ ኤለክትሮኒካዊ ኣገልግሎታትን (e-tjänster) ሐገዝ ክትረክብ ትኽእል።
ዝቐረ በ ናይ ከባቢኻ ቤት ጽሕፈት ኣገልግሎት ድ