![]() |
ስራሕ ተቘጺርካ ትሰርሕን ንመተካእታ ደሞዝ ሕማም መስል እንተለካን ከም ዚሓመምካ ንወሃብ ስራሕካ ትሕብር፣ ንመተካእታ ደሞዝ ሕማም መሰል እንተ ዘይብልካ። ከም ዚሓመምካ ንውሕስነት ካሳ ትሕብር፣ እዚ ሸቕለ-ኣልቦኛ። ብዓል-ትካል። ኣብ ዕረፍቲ ትርከብ ወላዲ እንተ ኾይንካ’ውን ይምልከተካ’ዩ፣ ነቲ ”ከም ዚሓመምካ ሓብር” ("Gör en sjukanmälan") ዚጽዋዕ ባዕለ-ኣገልግሎትና (självbetjäningstjänst) ተጠቐመሉ፣ |
መተካእታ ደሞዝ ሕማም [Sjukpenning] (pdf 154 kB, opens new window)