![]() |
ነባሪ ሕማም ወይ ምግደራ እንተለካ። ካብ ውሕስነት ካሳ እንታይ ዝዓይነቱ ሓገዝ ክትረክብ ከም ትኽእል ክትነብብ ትኽእል ኢኻ፣ ብተወሳኺ’ውን። ሕሙም ወይ መግዳዕቲ ዘለዎ ትከናኸን እንተ ኾይንካ። ከም መጠን ወላዲ እንታይ ሕግታት ከም ዘለዉ ሓበሬታ ክትረክብ ትኽእል ኢኻ፣
|
ደገፍ ረዳት (Assistansersättning) (pdf 172 kB, opens new window)
ሓገዝ ስንክልና (Handikappersättning) (pdf 335 kB, opens new window)