ኣብ ሽወደን ሓድሽ እንተ ኾይንካ። ሓገዝ መትከል-እግሪ (etableringsersättning) ክትወስድ ትኽእል ኢኻ፣ ሓገዝ መትከል-እግሪ ኣብ ቤ/ጽ መራኸበቲ-ስራሕ መደብ መትከል-እግሪ ምስ ዚህልወካ ዚወሃበካ ገንዘብ’ዩ፣ ደቂ እንተለዉኻ ወሰኽ ሓገዝ መትከል እግሪ ክትወስድ ትኽእል ኢኻ፣ ንውልቅኻ ትቕመጥ እንተ ኾይንካ ሓገዝ ክራይ ገዛ (bostadsbidrag) ክትረክብ ትኽእል ኢኻ፣
ናይ መተሓዲዯሪ ገንዘብ Information om etableringsersättning på Tigrinja (pdf 197 kB, opens new window)
FK 6700 Ansökan om etableringstillägg (pdf 113 kB, opens new window)
FK 6703 Ansökan om bostadsersättning (pdf 107 kB, opens new window)