![]() |
ትሑት እቶት ዘሎዎም ሰብ ስድራን። 18 እምበር 29 ዓመት ዘይመልኡ መንእሰያትን ሓገዝ ክራይ-ገዛ ኪወስዱ ይኽእሉ’ዮም፣ እትወስዶ መጠን ሓገዝ ብዘለካ እቶት። እትኸፍሎ ክራይ ገዛን ስፍሓት እትነብረሉ ገዛን ዘለዉኻ ቍጽሪ ቈልዑን እዩ ዚውሰን፣ |
ሓገዝ ክራይ-ገዛ - ቈልዑ ንዘለዎም ስድራታት (Bostadsbidrag – barnfamiljer) (pdf 299 kB, opens new window)
ሓገዝ ክራይ-ገዛ ንቈልዑ ዘይብሎም መንእሰያት (Bostadsbidrag till unga utan barn) (pdf 233 kB, opens new window)